ሚኒስትሪ

ክርስትያናዊ ኣገልግሎት እታ ኣብቲ ኸባቢ እትርከብ ቤተ-ክርስትያን ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ዘሎ ኣብ ዓለም ዘለዋ ትእዛዝ ኣብ ምፍጻም እትገብሮ ንጥፈታትን ሓላፍነትን ኢዩ። በዚ መሰረት እዚ ኣብ ቤተ ክርስትያን ንኻልኦት ንምግልጋል እተፈላለየ ሚኒስትራት ኣሎና ። ንኻልኦት ኣብ ምግልጋል ክትካፈል እትኽእለሉ መገድታት እውን ይህበካ እዩ ። - ጸሎት - ወንጌላውነትን ወፍርን - ኣገልግሎት ደቂ ኣንስትዮ - ኣገልግሎት መንእሰያት - ኣገልግሎት ቈልዑ - ስርዓት ድምጽን ኣገልግሎት ቪድዮን - ጕጅለ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም - ኣገልግሎት ምምሃር - ናይ ክሽነ ጕጅለ/ቡን ኣገልግሎት ከምኡውን ካልእ ተወሳኺ ነገራት.....